ቃል መሪር ሓዘን ብዕርፍቲ ወጋሕታ ዶር. በየነ ኪዳን !!

ቃል መሪር ሓዘን
ብዕርፍቲ ወጋሕታ ዶር. በየነ ኪዳን !!
ጓልና ወጋሕታ ጓሉ ንብጻይናን መራሒናን ስዉእ ዶር. በየነ ኪዳነ፣ ብቀዳም ዕለት 10 ሚያዝያ 2021፣ ኣብ ከተማ ከለን ሃገረ ጀርመን፣ ካብ’ዛ ዓለም ብሃንደበት ብሞት ብምፍላያ ዓሚቊ ሓዘን ተሰሚዑና።
ወጋሕታ ካብ ኣቦኣ ዶር. በየነ ኪዳነን፣ ኣዲኣ ወ/ሮ ኣለም መድሃነን ብዕለት 14/06/1977 ኣብ ከተማ ኣስመራ ተወሊዳ።
ብስም ኩሎም ኣባላት ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ፣ ብሞት ክብርቲ ጓልና ወጋሕታ ዝተሰማዓና መሪር ሓዘን ብምግላጽ፣ ንምሉኣት ስድራ-ቤትን ብጾትን ጽንዓትን ኣኻእሎን ይሃብብኩም ንብል። ንክብርቲ ጓልና ድማ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ።
ፈጻሚ ኣካል ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ
14/04/2021
You must be logged in to post a comment.